ሓበሬታ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ንዘለኹም ኤርትራውያን!!

0
563


ንጉዳይ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ኣመልኪትና ኣብ Pal-talk Room ”Eritrean Demcracy 4 All Eritreans” (ex-fbi_1) ሓባራዊ ዘተን ክትዕን ምምይያጥን እንገብር ኤርትራውያን ሃገራውያን ነቲ ኣብ ሃገረ ሆላንድ ኣብ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ኪዳነ-ምህረት ሮተርዳም ኣጋጢሙ ንዝተባህለ ዓመጽን በቲ ዝወረደን ዓመጽ ጥንሲ ኣጋጢምወን ናይ ዝተባህላ ካብ 21 ክሳብ 22 ዝበጽሓ ትሕቲ ዕድመ ዝርከበአን ደቂ ኣንስትዮ ተፈጺሙ ናይ ዝተባህለ ዓመጽ ኣመልኪቱ ንኸጻሪ ብማለት በዚ ናይ Pal-talk Room ”Eritrean Demcracy 4 All Eritreans” (ex-fbi_1)  ተወኪሉ ንኸጻሪ ብማለት ንዶርስ. ጸገዘኣብ ገብረገርግስ ድሕሪ ምምዛዝና ዶርስ. ጸገዘኣብ ገብረገርግስ ካብ ዕለት 15-01-2016 ካብ ሃገረ እንግሊዝ ናብ ሆላንድ ተጓዒዙ ዝኣተወሉ ግዜ ኣትሒዙ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ናይ ዘካየዶ እኩብ ቅድመ መርመራዊ ውጺኢት ኣመልኪቱ ሓፈሻዊ ስእሊ ናይቲ ኩነታት ንሎሚ ዕለት 31-01-2016 ናይ በርሊን ሰዓት ኣቆጻጽራ ምሸት ሰዓት 2100  ሓፈሻዊ መግለጺ ክህብ ስለ ዝኾነ በዚ ጉዳይ እትግደሱ ኩላትኩም ኤርትራውያን ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም

ቆጸራኹም ሎሚ ምሸት

ኣብ Pal-talk Room ”Eritrean Demcracy 4 All Eritreans” (ex-fbi_1) ይኹን

ብደሓን ምጹ



NO COMMENTS

LEAVE A REPLY