ምብርባር ካስልን ህሉው ብድሆታትን

ተስፋጽዮን መድሃንየ (ፕሮፈሰር)

downloadmedhanie

ብ7 ነሓሰ 2015 ኣብ ፈስቲቫል ካስል

ዝቐረበ ሓጺር ኣስተብህሎት1

ዝኸበርኩም መራሕትን ኣባላትን ውድባት!

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ተሳተፍቲ ፈስቲቫል!

ኣብ’ዚ ፈስቲቫል’ዚ ብዝዀነ መልክE ቃል ንኸስምE መደብ ኣይነበረንን። Eንተዀነ

ግን፡ ብዙሓት ብጾት “ገለ ዶ’ድኣ ኣይትብልን Iኻ ሎምስ?” ዝብል ቃና ኣግራሞት

ዘለዎ ሕቶ ስለዘቕረቡለይ፡ “ኣንታ ገለ ከይበልኩ ንዓደይ Eንተተመለስኩስ

ክረግሙኒ Iዮም ግዲ” ብምባል ተሰከፍኩ። መርገም በዓል Iሳያስ ደኣ Iዩ

ዘይበጽሕ Eምበር፡ መርገም ብጾትን ኣሕዋትንሲ ይበጽሕ Iዩ!! ብዝብል ስግኣት

ገለ ንኽብል ወሰንኩ። ብተወሳኺ ከኣ – ሓቂ ይሓይሽ! – “ንጉስ Eንተረኣኹስ ጥራE፡ ጥራE ይመጸኒ”

ከምዝበሃል፡ ንኣኻትኩም ስለዝረኣኹ፡ መጉልሕ ድምጺ ኸኣ ኩድጭ Iሉ ከምዘሎ

ስለዘስተብሃልኩ፤ ንኹነታትና ብዝርI ንEሽቶ ጥርዓን ንኸቕርብ ብሕልና

ተደፋፊኤ፡ ኣብ መድረኽ ወጺA Eነኹ።

ኣብ ፈስቲቫል ካስል መደረ ካብ ዘየስምE ሕጅ’ስ ነዊሕ ጊዜ – ማለት፡ ገለ ዓመታት

– ኰይኑ’ዩ። ምኽንያቱ ዝተሓላለኸ Iዩ። Aቲ ቀንዲ ግን ንታሪኽ Eዚ ፈስቲቫል

ዝርI Iዩ። ብምኽንያት ናይ’ቲ ክንሓልፎ ዝጸናሕናን ንሓልፎ ዘሎናን ዝተሓላለኸ

ኩነታት፡ ካስል – Eዛ መነሃርያ ምንቅስቓሳት ተቓውሞ ዝነበረት ካስል – ዳርጋ

ቅሂማ፡ ኣሰር ዓሪባ ነይራ። ስለ’ዚ ኸኣ ኣነ መደረ ክህበሉ ዝኽEል ኣጋጣሚ

ኣይነበረን ወይ ኣዚዩ ውሒዱ ነይሩ።

ሕጂ ግን ካስል፡ ሳላ ምUታት ተቓለስቲ፡ Eንደገና ትበራበር፡ Eንደገና ትትንስ

Eነሃ፤ Eዚ Aዚዩ ዘሐጉስ ኣሳልጦ’ዩ Eሞ፡ EንቋE ፈሰቲቫል ካስል ብዓወት

ንምውዳብ ኣብቃዓኩም Iለ ነዞም ምUታት ተቓለስቲ ዮሃና ክብሎም Eደሊ።

ሕጂ ካብ’ዚ ትማሊ ምሸትን ሎሚ መዓልትን ዝሰማEኩዎ መልEኽትታት ተበጊሰ

ብዛEባ ገለ ነጥብታት ቁሩብ ርEይቶን ትEዝብትን ክገልጽ Eንተዘይኰይኑ፡

ዘተዳለወ ስሩE ኣስተምህሮ የብለይን። Eተን ቁሩብ ግን Eነሀዋ፤ ከይተስተዋሕድወን

ተስፋ Eገብር።

ህሉው ኩነታት ኤርትራ ካብ’ቲ ቅድሚ ሎሚ ክንምድር ከሎና ዝነበረ ዝተፈልየ

Iዩ። Eቲ ቅድም ኤርትራ ኣብ መንገዲ ሞት Iያ ዘላ Eናበልና Iና ስኽፍታና

1 . Eዚ ጽሑፍ’ዝን Eቲ ኣብ ካስል ዝቐረበ ርEይቶን ብትሕዝቶU ፈጺሙ ሓደ Iዩ። Eንተዀነ ግን

Eዚ ጽሑፍ’ዚ ኣብ ዝዳለወሉ ዝነበረ ጊዜ፡ ሕግታት ሰዋስው ትግርኛ ንኸይጠሓስ፡ ትርጉም ትሕዝቶ

ዘይቀየረ ኣዚዩ ቁሩብ ናይ ቃላትን ሓረጋትን ለውጥታት ተገይሩ ኣሎ።

2

ንገልጽ ዝነበርና፤፡ ኤርትራ ካብ መንገዲ ጥፍኣት ንክትEለ፣ Eሞ ንጐደና ህይወት

ገጻ ንክትጥምትን ብUU ንኽትጓዓዝን ተቓለስና። ክሳብ ሕጂ ኣይተዓወትናን፤

ሎሚ ብፖለቲካዊ ኣዘራርባ ኤርትራ ሞይታ Iያ፤ ግን ንሓዋሩ ኣይኰነን፤

ክትትንስE ትኽEል’ያ!! ቃልስና Eምበኣር፡ ከም’ቲ ኣብ’ቲ ቅድሚ ትሽዓተ ወርሒ

ኣቢሉ ዝዘርጋሕኩዎ ጽሑፍ ገሊጸዮ ዘለኹ፡ ትንሳኤ ኤርትራ ንምርግጋጽ ዝዓለመ

Iዩ።

ካስል ንዓና ኩሉጊዜ ታሪኻዊት Iያ። Eዚ ናይ ሎሚ በዓል ትንሳኤ ፈስቲቫል

ካስል Iዩ Iለኩም Iየ፤ ኣብ’ዚ Eዋን’ዚ ዝኽሰት ዘሎ ትንሳኤ ካስል ኣብ ታሪኽ

ቃልስና ኣገዳሲ ምEራፍ Iዩ፤ ትንሳኤ ኤርትራ ክረጋገጽ ዝኽEል ራEይ ሙዃኑ

ዝEምት ሰናይ ምልክት Iዩ። ነዚ ክብለኩም ከለኹ ልባዊ ሓጐስ ከምዝስምዓኒ

ክገልጸልኩም Eፈቱ።

ካልE ሓዲሽ ነገር Aሎ፤ ንሱ ኸኣ ንበዓል ኣነ ዝምልከት Iዩ። ጊዜን ከልብን

ከይጸዋEካዮም ይመጹ ይበሃል። ጊዜ ይጐዪ ኣሎ፤ ንሕና ኸኣ ንዓቢ ኣሎና። ኣነ

ብርግጽ Eዓቢ ኣለኹ፤ ኣብ ናይ ህይወት ድሕሪ ቀትሪ ካብ ዝኣቱ ዛጊት ቁሩብ

ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። ክንደይ የEሩኽተይን ብጾተይን ከኣ ሓሊፎምን ይሓልፉ

ኣለዉን።

ኣብ’ዚ Eድመ’ዚ Eምበኣር ዝትክUና ኣፍሪና’ዶ? ነፍሪ ዶ’ኸ ኣሎና? ዝብል ሕቶ

ጦብላሕ ክብለና ናይ ግድን Iዩ። ነዚ ሕቶ’ዚ ብዝርI “Eወ ኣፍሪና Iና!” Iልና

ብርEሰ-ምትEምማን ክንዛረብ ንኽEል ኣይመስለንን። Aየፍረናን! Eዚ ኸኣ ሕምቀት

Iዩ። ከም’ቲ ኣብ ፈስቲቫል ካስል 2002 ዝበልኩኹም፡ “ንገዛE ርEሱ መተካEታ

ዘይብሉ ዝገብር ኣመሓዳሪ ወይ መራሒ ሕማቕ – ማለት ጐዳI – መራሒ Iዩ”።

ትማሊ ምሸት መንEሰያትና – በዓል ወይንን፡ ማሕሙድ ጣህርን ዓብዱ-ሰላምን –

ዘሐጉስ መልEኽትታት ኣስሚOምና። ናይ ኩሎም ጽቡቕ ነይሩ። ንመልEኽትታት

ወይንን ማሕሙድ ጣህርን ከየንኣኣስኩ፡ ንክልተ ካብተን ዓብዱ-ሰላም ዘቕረበን

ነጥብታት ኣብ’ዚ መልEክት’ዚ ክጠቕሰን ኣድላዪ ኰይኑ ረኺበዮ ኣለኹ።

Eታ ቀዳመይቲ ነጥቢ Eናተቓለስና Eውን Eንተዀነ፡ ንመሃር! ንስራሕ! ትብል

Iያ። ኣነ ብዝፈልጦ፡ ካብ 1971 – ማለት ካብ ቅድሚ 44 ዓመታት – ጀሚሩ

መብዛሕትU Eቲ ኣብ ደገ (ብሕልፊ Eቲ ኣብ ምEራባዊ ዓለም) ዝነበረን ዘሎን

ኤሪትራዊ ኣብ ትምህርቲ ኣየድሃበን ጥራይ ዘይኰነ፡ ኣብ ትምህርቲ ንኸየድህብ

Eውን ተገይሩ Iዩ። መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ትምህርቲ ኣየተባብAን ጥራይ

ኣይኰነን፤ ምሁር ተበላጺ Iዩ ብምባል ስሩዓቱ (መብዛሕትOም) ካብ ዝመሃሩ

ሰሪሖም ንውድብ ብገንዘብ ከምዝሕግዙ Iዩ ዝገብር ዝነበረ። Eቲ ውጽIቱ ሕጂ

ንርEዮ ኣሎና፤ ማሕበረ-ሰብ ኤርትራ ሕጂ ክቱር ዋሕዲ ምሁራት ኣለዎ። Eዚ

ኩነታት’ዚ ብዝቐልጠፈ Eዋን ንኽቕየር Eንታይ ክግበር ከምዘለዎ ምርምር ዘድልዮ

ጉዳይ ኰይኑ ኣሎ።

Eታ ካልኣይቲ ነጥቢ ናይ ዓብዱ-ሰላም ንIሳያስ ከምውልቀ ሰብ ጥራይ ምቁማት

Eኹል Aይኰነን፤ Eንታይ ደኣ ነቲ ኣብ’ዚ ኩነታት’ዚ ኣብጺሑና ዘሎ ፖለቲካ

ብቐንዱ Eውን ኣለሊኻ ምቅላስ የድልየና Iዩ ትብል Iያ። Eዚኣ ኣዚያ ኣገዳሲት

ዝዀነት ነጥቢ Iያ። Iሳያስ ኣልጊሱ Eቲ ፖለቲካU Eንተቐጸለ፡ Eቲ ጸገም

ኣየልግስን Iዩ። ስለ’ዚ ፖለቲካ Iሳያስ – ፖለቲካ ህግዲፍ – Eንታይ ሙዃኑ

ኣለሊኻ፡ ወጊድነቱ ምብልሓትን ምስራEን Eቲ መሰረታዊ Eላማ ተቓወምቲ

3

ሓይልታት ክኸውን ኣለዎ። ነዛ ነጥቢ’ዚኣ ብምልዓሉ ንዓብዱ-ሰላም ከመስግኖን፤

ብU ኣቢለ ኸኣ ኣጆኻ ክብሎን Eደሊ።

ምሁራትና ውሑዳት Iዮም Eምበር ምሁራት ፈጺሞም የብልናን ኣይኰንኩን

ዝብል ዘለኹ። ጀብሃ – ማለት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ – ብኣEምሮ ብቑዓት

ዝዀኑ ካድራት ነይሮማ Iዮም። ብዙሓት ካብኣቶም ሕጂ ኣብ ስደት – ኣብ

ኣመሪካ፡ ኣውሮጳ፡ ኣውስትራሊያ ወዘተ ኣለዉ። ግን Eንተወሓደ ንታሪኽ ጀጋኑ

ጀብሃ ብዝርI Eኳ መጽናEትታትን ምርምራትን ገይሮም ጽሑፋት

ኣየበርከቱልናን።

ነዚ ነጥቢ’ዚ ሓደ ሓደ ጊዜስ Eናጉሃኹ Iየ ዝዝከክሮ። ዝጉህየሉ ምኽንያት ከኣ

ታሪኽ ጀጋኑ ጀብሃ Iትዮጵያውያን ኣብ መጽሓፍቶም ኣስፊሮሞ ስለዝረክብ Iዩ።

ንኣብነት ሓውና መሓሪ ተስፋይ (ኩሉኹም ትፈልጥዎ ተቐማጣይ ካስል) ብ 1977

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምንታይ ውEሎ ከምዝወዓለ ፍቅረ ስላሰ ወግደረስ “Eኛና

Aብዮቱ” ኣብ ዝብል መጽሓፉ ጠቒሱዎ ኣሎ። ጐይትOም ለባሲ ዝተባህለ

ተጋዳላይ ጀብሃ ኣብ Aዲስ-ኣበባ ኣብ ምንታይ መደብ ከምዝነበረን ስለምንታይ

ከምዝተረሸነን፡ ሓደ ወታደር Eሸቱ ወንድሙ ወ/ስላሴ ዝተባህለ “ህይዎት

በመንግስቱ ቤተ-መንግስት” ኣብ ዝብል መጽሓፉ ሓቢሩ ኣሎ። ከምU Eውን ሓዲሽ

ወልደ-ገርጊሽ ዝተባህለ ፍሉጥ ስዉE ተጋዳላይ ጀብሃ Eንታይ ዓይነት ሰውራዊ

ኒሕን Aህጉራዊ ኣራኣEያን ከምዝነበሮ ካሕሳይ ብስራት ኣብርሃ ዝተባህላ ተጋዳላይ

Iህኣፓ ዝነበረ “የAሲምባ ፍቅር” ኣብ ዝተባህለ መጽሓፉ ገሊጽዎ ኣሎ።

ነዚታት ክርI Eንከለኹ ኣነ ብቕዓት ዘለዎም ካድራት ጀብሃ ዝነበሩ ኣብ በዓል

ኣውሮጳን ኣመሪካን ዘለዉ Eንታይ ይገብሩ ነይሮም! Eንታይ’ከ ይገብሩ ኣለዉ!

ብምባል Eጉህን Aስተንትንን።

በታ ውስንቲ ዓቕምና ገለ ፈተነታት ዝገበርና Aለና። ካድራት ጀብሃ ግን ብዙሕ

ኣይሓገዙን። ምስ’ዚኣ ብዝተተሐሐዘት ሓንቲ ነገር ከካፍለኩም Eደሊ። ብ1986

ሓንቲ ታሪኻዊ መርገጻት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብዓይኒ ስነ-ፍልጠትን

መትከልን ቅኑE ከምዝነበረ ትምስክር መጽሓፍ ኣሕቲመ። ካድራት ጀብሃ ግን

ኣይተጠቐሙላን። ሓደ ውልቀ-ሰብ ጥራይ ሰፊሕ ጽሑፍ ብምድላው ንትሕዝቶኣን

ንመንፈሳን ብምምጓስ ጽሒፉ ብIንተርነት ዘርጊሑዎ። ንሱ ኸኣ Aብ’ዛ ናይ ሎሚ

ታሪኻዊት ፈስቲቫል ካስል ካብ ካናዳ መጺU ምሳና ዝርከብ ቡርሃን ዓሊ ዝተባህለ

ሓውና Iዩ። ንሓውና ቡርሃን ዓሊ ድሙቕ ጣቕIት ክትልግሱለይ ብትሕትና

Eሓተኩም ኣለኹ።

ኣብ’ቲ ትማሊ ምሸት በቶም መንEሰያት – ማለት ብውክልና ማሕሙድ ጣህር –

ብቋንቋ ዓረብ ዝቐረበ ሰፊሕ ጸብጻብ፡ ብዛEባ Eቲ ኣብ Iትዮጵያ ዘተኻየደ

ኣኼባታትን ኣካቢብዎ ዝነበረ ጸገማትን መግለጺ ተዋሂቡ ነይሩ። ኣብ ዝርዝራቱ

ክኣቱ ኣይደልን’የ። ካብ’ቲ ዝቐረበ ጸብጻብ ግን፡ ተቓውሞ ውድባትና ሉዓላውነተን

ወይ ኣውቶኖሚAን ንኽሕልዋ ክቃለሳ ከምዘለወን Eዞም መንEሰያት ተረዲOም

ከምዘለዉ በሪሁለይ ኣሎ፤ ብሓቂ ኸኣ ተሓጕሸ።

ሓው ዶክቶር ሃብተ ኣብ ዘስምO ቃል ውድብ Eውን Aውቶኖሚ ንምሕላው ኒሕ

ከምዘሎ ተንጸባሪቑ Iዩ። ብፍላይ Aብ ጥቓ መወዳEታ ናይ’ቲ ቃል ንጥቕሲ ኣቶ

4

ስብሓት ነጋ ብምርቋሕ ዘነጸሮ መርገጽ ውድብ ኣዚዩ ተሰማሚUኒ Iዩ፤ ስለ’ዚ ከኣ

ንዶክተር ሃብተ ዮሃና Iለዮ Iየ። Aነ ግን ከም ውልቀ-ሰብ ነጻነተይ ደረት ዘይብሉ

ስለዝዀነ፡ ነዚ ጉዳይ’ዚ ብዝርI ኪኖ Eቲ ዶክተር ሃብተ ዝበሎ ክኸይድ Iየ።

ቀንዲ ዝምድና ተቓውሞ ውድባት ኤርትራ ምስ Iትዮጵያ Iዩ። Eዚ ዝምድና’ዚ

ዝኽበር ግን Eተን ውድባት ነጻነተን ወይ AውቶኖሚAን ዝሓለዋ Eንተድኣ ኰይነን

Iዩ። Eቲ ካብ Iትዮጵያ ዝመጽE ሓገዝ ንEላማና ዘይሃሲ፡ ንዓና መሳርሒ

ዘይገብር ክኸውን ኣለዎ፤ ኤርትራዊ ውድብ ኰንካ መሳርሒ መንግስቲ ኣዲስ-ኣበባ

ክትከውን የብልካን ማለት Iዩ።

ሎሚ መዓልቲ ዘተፈላለዩ መራሕቲ ወይ ወከልቲ ውድባት ሓቢርካ ምስራሕ

ኣድላዪ ሙዃኑ ገሊጾም። ጽቡቕ ሓሳብ Iዩ። ይመልኣዮ፤ ኣብ ግብሪ ተተርጕሙ

የርEየና ካብ ምባል ኣይንቑጠብን። Eንተዀነ ግን Eዚ ሓሳብ’ዚ ካብ ቅድሚ

ክንደይ ዓመታት – ብኣጋU ካብ ፈለማ ተስዓታት – ጀሚርካ ዝቐርብ ዝነበረ

ሙዃኑ ምዝካር ኣድላዪ Iዩ። ምስ’ዚ ብዝተተሓሓዘ ክጥቀስ ዘላዎ ኣገዳሲ ነጥቢ

ኣሎ። ውድባት ብሓባር ክሰርሑ ዝኽEሉ ሉዓላውነት ክህልዎም ከሎ ጥራይ ሙዃኑ

ክዝከር ኣለዎ። ናይ ገለ ጐረባብቲ መንግስታት መሳርሒ ኰንካ ምስ ካልOት

ሃገራዊ ኤርትራዊ ውድባት ንረብሓ ኤርትራ ክትላፈን ኣይትኽEልን Iኻ።

መሳርሒ መንግስቲ ኣዲስ-ኣበባ ክንከውን የብልናን Iለ። መሳርሒ መንግስቲ

ኣዲሰ-ኣበባ ትኸውን ኣለኻ’ዶ ወይስ የሎኻን ንኽትፈልጥ Eቲ መንግስቲ ኣብ

Iትዮጵያ Eንታይ ይገብር ከምዘሎ ክትፈልጥ Aሎካ፤ ነዚ ንኽትፈልጥ ከኣ

ምEብልናታት Aትዮጵያ ክትከታተል፡ ኩነታት Iትዮጵያ ብEምቈት ክትርዳE

ኣሎካ ማለት Iዩ። ኣጻEድው ኣቢለ ክዛረብ፡ መሳርሒ ወያኔ ትኸውን ኣሎኻ’ዶ

የሎኻን ንኸተለሊ መታን ወያኔ ኣብ Iትዮጵያ Eንታይ ይገብሩ ከምዘለዉ

ኣድቂቕካ ክትፈልጥ ኣሎካ ማለተይ Iየ።

ስለ’ዚ ኣብ ምንቅስቓሳት ተቓውሞ ዘለኹም ኩሉኹም ምEብልናታት Iትዮጵያ

ኣድቂቕኩም ተኸታተሉ። መስርሕ ምክትታልኩም ከኣ ነጻን ንጡፍን ክኸውን

ኣለዎ። Eዚ ማለት፡ ነቲ Eቲ መንግስቲ ዝህቦ ጸብጻብ ምEብልናታት ምEማን

ከይኰነስ፡ ባEልኻትኩም ብዘገበርኩሞ ምክትታል ኣብ Iትዮጵያ Eንታይ ይካየድ

ከምዘሎ ፍለጡ ማለት’ዩ።

ነዛ ጥርዓን Iለ ዝገለጽኩዋ ሓጻር መልEኽቲ ንኸቕርብ ብዝተዋህበኒ Eድል ብዙሕ

Aመስግን። የቐንየለይ!!__

Source: Meskerem.net