“ንሃገርናን ህዝብናን ግና ካብ ወያነ ስርዓት ንላዕሊ ጸላኢ የብልናን”!!

0
213


Read the article in Tigrinya below!

Drs. Tsegezab Gebregergis

The source of this article in Tigrinya is Meskerem.net.  Its author probably is an active member of the PFDJ security assigned with the task of disseminating false and distorted information about life in Eritrea in general and political life in particular. This is done with the express purpose to confuse Eritreans. Indeed, as a security agent of the PFDJ government, the writer is telling us to believe that only the Woyane are the main enemies of Eritrea and its people. 

The plain truth is, however, the oppressor PFDJ regime is the mortal enemy of Eritrea and its people, while the Woyane rulers of Ethiopia are the external dead enemies of sovereign Eritrea and its people. Consequently, genuine Eritreans struggling for justice and democracy have no alternative except to struggle indefatigably against both enemies of our people; defeat them and establish a new democratic Eritrea on their ruines.

The Eritrean people shall win!

ናብ ሻዕብያ ቅርበት ኣለዎ ዝበሃል ፈይስ-ቡከ!!

 15 ዓመት ንኤርትራ ከጥፍእዋን ንህዝባ ፉሕፋሕ ከብሉ ፈቲኖም ሲ ሕጂ የሕዋት ኢና? ኣምሓሩ ኦሮሞ ኣይትእመኑ? ጽባሕ ስልጣን እንተሒዞም ውግእ ክጅምሩ እዮም? ስርዓት ትግራይዶ ኣይኮነንን ሰለስተ ዓመትንኤርትራ ክወርር ዝፈተነ? እምበር እቲ ውግእ ናይ ባድመ እንተኔሩ ደኣ ንምንታይ ብዓሰብን ዞባ ደቡብን ውግእ ዘኽፍት ኔርዎም? ኣብ ፈቀዶ ዓለም ትግራዎት እዮም ቋንቋና እንዳተዛረቡ ከም ኤርትራውያን ተመሲሎም ዘጽርፉና ዘለው፡
እቶም ፈቀዶ ዓለም ዝኸሱና ዘለው ንህዝብና ክከፈላልዮ ዝፍትኑ ዘለው ኣብዛ መሬት ዝዓበዮ እዚ ህዝቢከም ደቁ ዝሓብሓቦም ትግራዎት እዮም፡ ሞትናን ሽግርናን ርእዮም ዝሕጎሱ ትግራዎት ጥራሕ እዮም፡ ንኤርትራዊ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ታሪኽና ውሽጣዊ ጽልኢ ከሕድር ዝገበሩ ትግራዎት እዮም፡ ንሕና ክቀትለና ንዝመጽእ ወተሃደር ማሪኽና ከማን ሕማቅ ኣይንገብርን፡ ሕጂ ግና ሕማቅ ከምንሓስብን ከምይዘንኣምንን ይገብሩና ኣለው፡
ንሕና ሰብ እንታይ ይሓስብ ኣይኮነን ዘገድሰና እንታይ ይገብር እምበር፡ ኤርትራ ብሓይላ እያ ደው ኢላ ዘላ፡ ንሃገርናን ህዝብናን ግና ካብ ወያነ ስርዓት ንላዕሊ ጸላኢ የብልናን፡ ከምቲ ኣብርሃም ኣፎርቂ ዝደረፈሎም ፡ካብ ፈተውትና እምበር ሓልወና ንጸላእስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ፡ ፈተውትኩም እንዳበሉ እዮም ኣውሽጥና ኣትዮም እዚ ኩሉ ሽግር ፈጢሮምልና፡ ይኣክል!



NO COMMENTS

LEAVE A REPLY