ንዝገበረልካ ወይ ግበረሉ ወይ ንገረሉ!!

0
518


ካብ ልቢ ዝነቐለ ምስጋና መርበብ ሓበሬታ ምድረ-ባሕሪ ንክቡር ሓው ኪሮስ በየነ

ብመሰረት ኣብ Pal-talk Room ”Eritrean Demcracy 4 All Eritreans” (ex-fbi_1): ነቲ ኣብ ሃገረ ነዘርላንድ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ኪዳነ-ምህረት ሮተርዳም: ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ኣጋጢሙ ንዝተባህለ ዓመጽ ንምጽራይ: ካብ ዝቕመጠሉ ሃገረ እንግሊዝ: ናብ ነዘርላንድ መጺአ ናይ ምጽራይ መስርሕ ኣብ ዘካይደሉ ዘለኹ እዋን: ነቲ ኹነታት ተኸታቲሉ ኣብ መዓልቦኡ ንምብጻሕ: ክሕገዝ ከም ዘለኒ ብምውሳን: ናይ ቁጠባ ምሁር ዝኾነ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝሰርሕ ዘሎ: ክቡር ሓው ኪሮስ በየነ ካብ ሃገረ ቬትናም: ነቲ ብመኪና ዝገብሮ ዘለኹ ምንቅስቓስ: ንናይ በንዚና ወጻኢ ዝኸውን: $250.00 (ክልተ ሚእትን ሓምሳን ኣሜሪካን ዶላር) ከም ዘወፈየ: በዚ ኣጋጣሚ መርበብ ሓበሬታ ምድረ-ባሕሪ የቐንየልና!!! እንዳበለ ንመላእ ተኸታተልቱ የፍልጥ::

ምድረ-ባሕሪ!!!

ዶርስ. ጸገዘኣብ ገብረገርግስ!!!



NO COMMENTS

LEAVE A REPLY