ኣቶ ሞላ ኣስገዶም ‘ናብ “ደምበ ፀላኢ” ኣብ ዘይተፀበናዮ ጊዜን ኩነታትን’ዩ ሃዲሙ’ ኢሎም ኣቶ ንኣምን ዘለቀ

24.09.2015

untitlednz

ኣብ ኤርትራ ዝመደብሮም ተቃወምቲ ኢትዮጵያ ንዘካይድዎ ቃልሲ ዝሰፍሐ መሰረት መእንታን ክሕዝ ተባሂሉምስ ኣቶ ሞላን ዝመርሖ ዲምህትን ካልኦት ውድባትን ኣብ ምስረታ ግንባር ንዓመታት ተቀራሪብና ንሰርሕ ነይርናይብሉ ኣቶ ንኣምን ዘለቀ።

ድሕሪቶም ተኸታተልቲ ልዝባት፣ኣብ ቀረባ ምስረታ ግንባር ተሳሊጡ ፕሮፈሰር ብርሃኑ ነጋ ኣቦመንበር፣ኣቶ ሞላ ኣስገዶም ምክትል ኮይኖም ከምዝተመርፁን፣እንተኾነ ብዘይተፀበይዎ ኣገባብን ጊዜን፣ኣቶ ሞላ ናብ ደምበ ፀላኢ ዝበልዋ ኢትዮጵያ ሃዲሙ በሉ ኣቶ ንኣምን።

ኣብ እዋን ምስረታ ግንባር ምድሓን ኢትዮጵያ፣ዶ/ ብርሃኑ ንኣቶ ሞላ ዝዓበየ ሓይሊ ዘለኩም ንስኻትኩም ስለዝኾንኩም ንስኻ ኣቦመንበር ኩን ክብሎ ከሎ፣ ኣቶ ሞላ ግና ኣነ ወዲ ሓረስታይ እየ።ንስኻ ኣቦመንበር ኩን ከምዝበለን ሓቢሮም ኣቶ ንኣምን ዘለቀ።

ኣብ ሰሙን / ኢትዮጵያ ኃይለማርያም ደሳለኝ፣ ንኤርትራ ሓድሽ መጠንቀቂ ከምዘቃልሑ ዝዝከርዩ።

እቶም /ከይትፍትን።እንተፈቲንካ ግና ኣቲና ንሓንሳብን ንሓዋሩን ዘየዳግም ስራሕ ፈፂምና ክንወፅእ ኢናኢሎም ነይሮም።

ኣቶ ንኣምን ዘለቀ ብወገኖምእዚ ዝተለመደ ጃህራዩ፣ ቅድሚኦም ዝነበሩ ኣቶ መለስ ዜናዊውን ተመሳሳሊ ጃህራ ኣቃሊሖምዮምበሉ።

Source: Voice of America