ኣገናዕ ኤርትራዊ! Well Done!

0
700


ዘሐብን ሔርትራዊ ስራሕ ሰሪሕካ ዶክተር ነቲ ኣብ ኣፍሪካውያን ዘለዎም ሕማቕ ስእሊ ብምንጽብራቕ ኤርትዊ መን ምኳኑ ብዘይ ምርዳእ ኣብ ሃገርን ህዝቢን ቤት ክርስትያን ዝግበርዎ ጸለመ።

ካብ ኢዶም መንዚዕካይዮም። ካባ ሕፍረት ኣልቢስካዮም።

ንዕና ካኣ ጸባ ኣስቲካና። ነቶም ንፖለቲካዊ ረብሓ ኢሎም ንብረቶምን ባህሎምን ክዘርዉ ዝጸንሑ ሑሱራት ደቂ ሃገር ድማ ጽቡቅ ጽፊዒት ጸፊቕካዮም። ሓበን ሃገር ኢካ።

Zemichael Kahsay

zematk@yahoo.com 62.202.183.128



NO COMMENTS

LEAVE A REPLY