ወያናዊ ሰላሕታ፡ለመም እንዳበለ…..ካብ ፓልቶካት..ናብ ከተማታት

A Blunt Warning From Meskerem.Net  of the Danger posed to Eritrea and its people From Eritreans Collaborating  with the Woyane Rulers of Ethiopia!!

ፓልቶካት ኤርትራውያን፡ ብካድራት ወያኔን ብኤርትርውያን ወዪንትን  ተዓብሊሉ። ..እቲ ወያናዊ ወረራ፡ ካብ ፓልቶካት ናብ ከታማታት ዲያስፖራ ይልሕም ምህላዉ፤ መሬት  ብካድራት ወያኔን ዑሱባቶምን ተነዚሓ ከም  ዘላ ምግንዛብ ከድሊ እዩ፡፡….ሎሚ፡ እዞም ብሰንኪ ብሕታዊ ጽልእን ፖለቲካዊ ኣጀንዳን ኤርትራ ብወያኔ ክትድምሰስ ዝጽውዑ  ዘለዉ፡ መሬት ምስ ተበላሸወት፡ “ተዘንጊዕና” ኢሎም ዝመልስዎ ነገር ከም ዘይህሉ ምርዳእ የድልዮም። ኣብ ታረኽ ሰውራታት፡ ተቓውሞታት፡ ከም መንእሳይትና፡ ብዝወርስዋ ሃገር ከምዚ ገቢሮም ዘጣልዑ ተራእዩ ኣይፈልጥን።