A letter of Support from Brother Redae Fitwi!!

0
222


ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን !

ዝከበርካን ዝተፈተካን ዶ/ር ጸገዛኣብ ብመጀመርያ ሰላምታይ የቀድም ።ቀጺለ ክብለካ ዚደሊ እዚ ከይተሃለልካ ደኪመ ከይበልካ ነዚ ሓቂ ብምብጻሕካ ብሽም ቤተክርስቲያን ክዳነ ምሕረት ብሽም ኩኩ ክርስትያም ኣዜ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልይን ንምንታይ ‘ከም ኦርቶደክስ ወይ ከም ኤርትራዊ ሽምና ንምክፋእ ኣብ ጋዜን faecbook ተዘርጊሑ ኽትሪኦን ክትሰምዕ ብጣዕሚ የሕርቀካ እዩ ‘ሞ ደጊመ ከመስግነካ ይፈቱ ነቶም ካልኦት የሕዋትና ዲማ ከምዚ ናትካ ክኮኑ ኣምላክ ይሓግዝ።

ኣነ ክብል ደልዮ ዘሉኩ እዞም ኣብ ኦራንየ ዘሉዉ ብጣዕሚ ኣብ ክርስቲያናዊ ሂወት ቡዙሕ ፈቲናምና ኢዮም ዋላ ኣነ ንባዕለይ ኣብኡ ነይረ እየ ጸሎት ንምንታይ ትገብሩ አሎም ክሳብ ወረቀት ኣፈሪሞምና አቲ ወረቀት ክሳብ ብሓይሊ ኣፈሪሞምኒ ።ስለዚ ኩቡር ሓውና ዶ/ር ጸጋዝኣብ ዝከኣል እንተኮይኑ ካብ

1 ካብ ምንታይ ተበጊሶም ኮመኡ ገሮም
2ማሕበር ኪዳና ምሕረት ነዘን ዘጸለመአን ክትከሰን ትክእልዶ
3 ትሕቲ ዕድመ ኣብ’ቲ ቦታ የለን ናይ ልዕሊ ዕድመ እዩ
4ኣብ’ቲ ቦታ ምፍልላይ ኣሎ ንምንታይ ዩ ማለተይ ሰራሕተኛ ሶርዮውያን ኣለዉ ግን ነቲ ኤርትራዊ ኣይግደሱሉን ኢዮም ።

ደኪመ ከይበልካ ለዊጢ ክትገብሮሎም ብትሕቲና ይምሕጸነአካ እግዚኣብሄር ሚኣካ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን!



NO COMMENTS

LEAVE A REPLY