The Eritrean Dictator is on a Visit to Ethiopia!

0
115


The Eritrean dictator is on a visit to Ethiopia ending month-long intense speculation that he was dead.

______________________________________________

Much to the dismay and astonishment of the Eritrean people, the Eritrean Dictator, Issayas Afeworki, is visiting Ethiopia and accompanied by Abiy Ahmed, he has inaugurated an irrigation project located in the Oromia regional state.

Mdrebahri.com

__________________________________________

ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ናይ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እዋን ብዋሕዲ ማይ ኣብ ዝጭነቐሉ ዘሎ እዋን፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ማይን መስኖኣዊ ሕርሻን ዘተኮረ ፕሮጀክታት መሪቑ።

እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ንዕቐት ገደቡ ካብ ዝሓልፍ ዓመታት ኣቝጺሩ እኳ እንተኾነ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ መራሕትን ሚኒስተራትን ንህዝብታቶም ኣብ ዘረጋግእሉን ድሕሪ ኮረና ቫይረስ ንዝህሉ መደባትን ድማ ብዝርዝር ኣብ ዝገልጽሉ እዋን፣ ንሱ ብኣንጻሩ ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ብምክያድ፣ መደባት ልምዓት እታ ሃገር ክምረቕ ምምራጹ፣ ተወሳኺ ንዕቐት ኣብ ልዕሊ’ቲ ህዝቢ ዘጉልሕ ምዃኑ’ዮም ሓያሎ ወገናት ርይቶታቱም ዝህቡ።

ሓካይም ብመንገዲ ብመንገዲ ኤሪቲቪ ኣብ ዝገብርዎ ጎስጓስ “ኢድኩም ተሓጸቡ” ክብሉ እንከለዉ፣ ህዝቢ “ማይ ካበይ ኣምጺእና ክንሕጸብ? ንጎሮሮና ዘይተረኽበስ ንኢድና?” እናበለ ክሓታት’ዩ ዝስማዕ ዘሎ።

Radio Erena: 04 May 2020



NO COMMENTS

LEAVE A REPLY