Video: A Tigrian historian speaking on the heroism of Atse Yohannes And the treasonous act committed by Menelik!!

0
104


#ካብ_ቃለምልልስ_መምህር_ገብረኺዳን_ዝተወሰደ

“ስርዓት ንምፍራስ’ምበር ተጋሩ ንምጉዳእ ኣይኮነን ኣይትበሉና። ተጋሩ እንትፈናቐሉ’ኮ ሎሚ ንመጀመሪያ ጊዜ ኣይኮነን። ብ1962 ዓ.ም ካብ ጅማ እርሻ ኮሌጅ፣ ካብ ዊንጌት ቤት ትምህርቲ፣ ካብ ኣምቦ እርሻ ኮሌጅ፣ ካብ ሃረር መምህራን ማሰልጠኛ፣ ካብ ባህርዳር ፖሊቴክኒክ አይንደልየኩምን ተባሂሎም ተባሪሮም’ዮም። ሽዑኸ ኣዩናይ ስርኣት ንምፍራስ’ዩ እዙይ ተገይሩ?”

– ናይ ሽዋ ንግስና ኢትዮጵያዊነት ኣያኣምንን፤ ሸዋዊ ሃገራዊነት’ዩ ዝኣምን፣ መሬት እንተረኺቡ ግን አይጸልእን።

– ሃጸ ዮሃንስ ብጻውዒት ህዝብን ካህናትን ጎንደር 100ሺህ ሰራዊት ትግራይ-ትግርኚ ሒዞም ምስ ድርቡሽ እንትዋግኡ፤ ምኒሊክ ግና ‘ምስ ድርቡሽ ኮነ ምስ ጣሊያን ጽልኢ የብልናን-ጸላኢና ሃጼ ዮሃንስ ጥራሕ’ዮም’ ይብል ነይሩ።



NO COMMENTS

LEAVE A REPLY